Ane Zgermeni

ኣነ ዝገርመኒ ናይ የሱስ'ዩ ኣነ ዝገርመኒ
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ጎይታይ ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ

ኣነ ዝገርመኒ ናይ የሱስ'ዩ ኣነ ዝገርመኒ
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ጎይታይ ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ

ንነዊሕ ዓመታት ምሕማመይ ፈሊጡ
ከድሕነኒ መጸ ክእለቱ ኣሚኑ
ንሰብ ዘይክኣሎ ንሱ ይኽእሎዩ
ሂወተይ ኣትሪፈያየ ብምእማነይ ስሙ

ካብ ሞት ናብ ሂወት ተሳጊረየ
ደጊም ናብ ፍርዲ ኣይበጽሕንየ
ናብ ኢዮርሳሌመይ ተጸምቢረየ
ደጊም ናብ ግብጺ ኣይምለስን ኢየ
ኣይምለስን ኢየ

ኣነ ዝገርመኒ ናይ የሱስ'ዩ ኣነ ዝገርመኒ
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ጎይታይ ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ
በኣእዳዉ ፈዊሱኒ ብንጹሕ ደሙ ሓጺቡኒ'ዩ

ካብ ሞት ዘተንስኣኒ ከመይ ዘይዝምረሉ
ሂያው መንፈስ ቅዱስ ምስክር'ዩ ባዕሉ
ዓራትካ ሒዝካ ኺድ ሓዊኻ ኢሉኒ
እዚ ጥራይ ኣይኮነን ሂወቱውን ሂቡኒዩ

ካብ ሞት ናብ ሂወት ተሳጊረየ
ደጊም ናብ ፍርዲ ኣይበጽሕንየ
ናብ ኢዮርሳሌመይ ተጸምቢረየ
ደጊም ናብ ግብጺ ኣይምለስን ኢየ
ኣይምለስን ኢየ

ሂወት ብየሱስ'ዩ ኣሃሃ
ምድሓን ብጎይታይ'ዩ
ዕርቂ ብየሱስ ኣሃሃ
መንገድን ሓቅን'ዩ

ሂወት ብየሱስ'ዩ ኣሃሃ
ምድሓን ብጎይታይ'ዩ
ዕርቂ ብየሱስ ኣሃሃ
መንገድን ሓቅን'ዩ

ሂወት ብየሱስ'ዩ ኣሃሃ
ምድሓን ብጎይታይ'ዩ
ዕርቂ ብየሱስ ኣሃሃ
መንገድን ሓቅን'ዩ

ሂወት ብየሱስ'ዩ ኣሃሃ
ምድሓን ብጎይታይ'ዩ
ዕርቂ ብየሱስ ኣሃሃ
መንገድን ሓቅን'ዩ



Credits
Writer(s): Abraham Woldehawariat
Lyrics powered by www.musixmatch.com

Link