Senbide

ኣሃሃሃየ
ምልምለየ
ምስ ጠመትኩኻ
ሃንደበት ደንጊጸልካ
ጎበዛየ
ምስ ረኣኹኻ
ብቅጽበት ደንጊጸልካ
ሰንቢደ
ሰንቢድልካ እንድየ
ሰንቢደ ሰንቢድልካ
ወይ ኣነ ዕደ
ሰንቢደ
ሰንቢድልካ እንድየ
ሰንቢደ ሰንቢድልካ
ወይ ኣነ ዕደ
ኣንታ ታይ ጉዱ
ታይ ጉዱ
ታይ ጉዱ ልበየ
ጎበዝ ሪኢኻ ሪኢኻ
ጉድ ገይርካ ዓይነየ
ልቢ ዝማርኽ ርኺበ
ሃዳኒ ቀልበየ
ባህሊ ናይ ዓደይ
ኣከዳድናኻ
ካዕነን ትብል
ይብል ግርማኻ
ተኸዲንካዮ
ሳእኒ ሸራኽ
ወዛሕዛሕ ትብል
ዓጢካ ስረ
ኣንታ ሽደነይ
ስውንውን ይብል
ኣለኹ ፈትየካ ግዲ
ሓየት ጎበዛይ
ሕልምልም ይብል
ኣለኹ ሓርየካ ግዲ
ኣየ ኣየ
ሰንቢደ
ምስ ራኣኹኻ
ኣዕቢዱኒ ትግርማኻ
ኣነ እሞ እንድዕለይ
ክተዕብደኒ ደሊኻ
ሰንቢደ
ምስ ራኣኹኻ
ከቢዱኒ ትግርማኻ
ኣነ እሞ እንድዕለይ
ክተዕብደኒ ደሊኻ
ሰንቢደ ኣነ
ሰንቢደ
ኣታ ሰንቢደ ኣነ
ሰንቢደ
ኣሃሃሃ
ምልምለየ ኣታ
ሽደን ወዲ
ጠሚተ ንኣኻ
ምልምለየ ኣታ ገደቦ
ነብሪ ዝምስላኻ
ክብሪ ኣብኡ
ዝመለኸወ
ጎቦዛይ ኢኻ
ኮርዒዳ ወዲ ሩባይ
ወዲ ሩባይ
ቅረበኒ ንዓባ
ኩሉ ካባይ
ኮርዒዳ ወዲ ሩባይ
ወዲ ሩባይ
ተዛወረኒ ዓደይ
ኩሉ ካባይ
ሰንቢደ
ምስ ራኣኹኻ
ኣዕቢዱኒ ትግርማኻ
ኣነ እሞ እንድዕለይ
ክተዕብደኒ ደሊኻ
ሰንቢደ
ምስ ራኣኹኻ
ከቢዱኒ ትግርማኻ
ኣነ እሞ እንድዕለይ
ክተዕብደኒ ደሊኻ
ሰንቢደ ኣነ
ሰንቢደ
ኣታ ሰንቢደ ኣነ
ሰንቢደ
ምልምለየ ኣታ
ሽደን ወዲ
ጠሚተ ንኣኻ
ምልምለየ ኣታ ገደቦ
ነብሪ ዝምስላኻ
ክብሪ ኣብኡ
ዝመለኸወ
ጎቦዛይ ኢኻ
ኮርዒዳ ወዲ ሩባይ
ወዲ ሩባይ
ቅረበኒ ንዓባ
ኩሉ ካባይ
ኮርዒዳ ወዲ ሩባይ
ወዲ ሩባይ
ተዛወረኒ ዓደይ
ኩሉ ካባይ



Credits
Writer(s): Wukiyanos Guesh
Lyrics powered by www.musixmatch.com

Link