Tekefilu
ተኸፊሉ ተኸፊሉ ዕዳየይን ሓጥያተይ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
ዕዳየይን ሓጥያተይ ተኸፊሉ
ተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል
ውዒሉዩ
ሕጊ ኣልቦ ኔረ ቀደመ
ኣይሰምዕ ኣይርዳእ ጸሚመ
ክርስቶስ ኣጋጢሙኒ
ሂወቱ ብነጻ ሂቡኒ
ወሉድ ተባሂለ ተዓዲለ
ጸጋ ለጊሱለይ ከይበቀቀ
ብእምነት ክነብር ሓጊዙኑ
የሱሰይ 'ታይ ኣሎ ዘይሃበኒ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
ዕዳየይ ኣብ መስቀል ተኸፊሉ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
መርገመይ ብጎይታይ ተሰይሪ'ዩ
ተኸፊሉ ተከፊሉሓጥያተይ ኣብ መስቀል
ተኸፊሉዩተሰይሩ'ዩ ተኣሲሩዩ
ሓሳባት ጸላእተይ ንኾንቱዩ
ወሉድ ተባሂለ ተዓዲለየ
ጸጋ ለጊሱለይ ከይበቀቀ
ብእምነት ክነብር ሓጊዙኒ
የሱሰይ 'ታይ ኣሎ ዘይሃበኒ
ህያው ጌሩኒ ተዓዲለየ ወዱ ጌሩኒ'ዩ ተዓዲለየ
ወርሻ ሂቡኒዩ ተመሪቀየ ናይ ውሉድ መሰለይ
ረኺበየ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ ዕዳየይን ሓጥያተይ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ ዕዳየይን ሓጥያተይ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
ዕዳየይን ሓጥያተይ ተኸፊሉ
ተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል
ውዒሉዩ
ሕጊ ኣልቦ ኔረ ቀደመ
ኣይሰምዕ ኣይርዳእ ጸሚመ
ክርስቶስ ኣጋጢሙኒ
ሂወቱ ብነጻ ሂቡኒ
ወሉድ ተባሂለ ተዓዲለ
ጸጋ ለጊሱለይ ከይበቀቀ
ብእምነት ክነብር ሓጊዙኑ
የሱሰይ 'ታይ ኣሎ ዘይሃበኒ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
ዕዳየይ ኣብ መስቀል ተኸፊሉ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ
መርገመይ ብጎይታይ ተሰይሪ'ዩ
ተኸፊሉ ተከፊሉሓጥያተይ ኣብ መስቀል
ተኸፊሉዩተሰይሩ'ዩ ተኣሲሩዩ
ሓሳባት ጸላእተይ ንኾንቱዩ
ወሉድ ተባሂለ ተዓዲለየ
ጸጋ ለጊሱለይ ከይበቀቀ
ብእምነት ክነብር ሓጊዙኒ
የሱሰይ 'ታይ ኣሎ ዘይሃበኒ
ህያው ጌሩኒ ተዓዲለየ ወዱ ጌሩኒ'ዩ ተዓዲለየ
ወርሻ ሂቡኒዩ ተመሪቀየ ናይ ውሉድ መሰለይ
ረኺበየ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ ዕዳየይን ሓጥያተይ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
ተኸፊሉ ተኸፊሉ ዕዳየይን ሓጥያተይ
ተኸፊሉተኸፊሉ ተኸፊሉዩ
ክርስቶስ ኣብ መስቀል ውዒሉዩ
Credits
Writer(s): Abraham Woldehawariat
Lyrics powered by www.musixmatch.com
Link
© 2024 All rights reserved. Rockol.com S.r.l. Website image policy
Rockol
- Rockol only uses images and photos made available for promotional purposes (“for press use”) by record companies, artist managements and p.r. agencies.
- Said images are used to exert a right to report and a finality of the criticism, in a degraded mode compliant to copyright laws, and exclusively inclosed in our own informative content.
- Only non-exclusive images addressed to newspaper use and, in general, copyright-free are accepted.
- Live photos are published when licensed by photographers whose copyright is quoted.
- Rockol is available to pay the right holder a fair fee should a published image’s author be unknown at the time of publishing.
Feedback
Please immediately report the presence of images possibly not compliant with the above cases so as to quickly verify an improper use: where confirmed, we would immediately proceed to their removal.