Hade Keymkah
ሓደ ከይምካሕ ብስራሕ ኣይኮነን
ጸጋ ተገሊጹ'ዩ ንዓለም ዝኹነን
ማንም ከይምካሕ ብዕዮ ኣይኮነን
በጊዕ ተሓሪዱ'ዩ ንሰይጣን ዘድንን
ጎይታ ነመስግኖ ጎይታ ንስገደሉ
ኦሆ ይግብኦ ኦሆ ይግብኦ
ኦሆ ዓሪቁና እንዲዩ'ሞኦሆ ዓሪቁና
ኦሆ ሓዲሽ ዘመን ዝኸፈተልና
ብሰሪ ሓጥያትና በጃ ዝተዋህበ
ስለ ድሕነትናዝተንሰአ
ነዚ ድኣ ምስጋና'ኳ ይንእሶ
ንመድሓኒና ክብሪ'ኳ ንእሶ
ብጎይታና ዕርቂ ዝረኸብና
ብኣምላኽና ንምካሕ ኣሎና
መዋርስቲ ወረስቲ
ደቂ ንጉስ ዝተባሃልና
ነብሰይ ኣመስግንዮ ነብሰይ ፈጣሪኺ
ኦሆ ወድስዮ ኦሆ ኣድሓኒኺ
ነብሰይ ኣመስግንዮ ኦሆ መምበሪኺ
ኦሆ ሰውእሉ ኦሆ ዛነብስኺ
ቀደም ዝመረጸና'ዩ ቀደም ዝሓረየና
ኦሆ ከይተወለድና ኦሆ ዝሓሰበና
ኦሆ ኣብ የማናይ ጎኑ
ኦሆ ዘቀመጠና
ሓደ ከይምካሕ ብስራሕ ኣይኮነን
ጸጋ ተገሊጹ'ዩ ንዓለም ዝኹነን
ማንም ከይምካሕ ብዕዮ ኣይኮነን
በጊዕ ተሓሪዱ'ዩ ንሰይጣን ዘድንን
ጎይታ ነመስግኖ ጎይታ ንስገደሉ
ኦሆ ይግብኦ ኦሆ ይግብኦ
ኦሆ ዓሪቁና እንዲዩ'ሞ
ኦሆ ዓሪቁና ኦሆ ሓዲሽ ዘመን ዝኸፈተልና
ጸጋ ተገሊጹ'ዩ ንዓለም ዝኹነን
ማንም ከይምካሕ ብዕዮ ኣይኮነን
በጊዕ ተሓሪዱ'ዩ ንሰይጣን ዘድንን
ጎይታ ነመስግኖ ጎይታ ንስገደሉ
ኦሆ ይግብኦ ኦሆ ይግብኦ
ኦሆ ዓሪቁና እንዲዩ'ሞኦሆ ዓሪቁና
ኦሆ ሓዲሽ ዘመን ዝኸፈተልና
ብሰሪ ሓጥያትና በጃ ዝተዋህበ
ስለ ድሕነትናዝተንሰአ
ነዚ ድኣ ምስጋና'ኳ ይንእሶ
ንመድሓኒና ክብሪ'ኳ ንእሶ
ብጎይታና ዕርቂ ዝረኸብና
ብኣምላኽና ንምካሕ ኣሎና
መዋርስቲ ወረስቲ
ደቂ ንጉስ ዝተባሃልና
ነብሰይ ኣመስግንዮ ነብሰይ ፈጣሪኺ
ኦሆ ወድስዮ ኦሆ ኣድሓኒኺ
ነብሰይ ኣመስግንዮ ኦሆ መምበሪኺ
ኦሆ ሰውእሉ ኦሆ ዛነብስኺ
ቀደም ዝመረጸና'ዩ ቀደም ዝሓረየና
ኦሆ ከይተወለድና ኦሆ ዝሓሰበና
ኦሆ ኣብ የማናይ ጎኑ
ኦሆ ዘቀመጠና
ሓደ ከይምካሕ ብስራሕ ኣይኮነን
ጸጋ ተገሊጹ'ዩ ንዓለም ዝኹነን
ማንም ከይምካሕ ብዕዮ ኣይኮነን
በጊዕ ተሓሪዱ'ዩ ንሰይጣን ዘድንን
ጎይታ ነመስግኖ ጎይታ ንስገደሉ
ኦሆ ይግብኦ ኦሆ ይግብኦ
ኦሆ ዓሪቁና እንዲዩ'ሞ
ኦሆ ዓሪቁና ኦሆ ሓዲሽ ዘመን ዝኸፈተልና
Credits
Writer(s): Abraham Woldehawariat
Lyrics powered by www.musixmatch.com
Link
© 2024 All rights reserved. Rockol.com S.r.l. Website image policy
Rockol
- Rockol only uses images and photos made available for promotional purposes (“for press use”) by record companies, artist managements and p.r. agencies.
- Said images are used to exert a right to report and a finality of the criticism, in a degraded mode compliant to copyright laws, and exclusively inclosed in our own informative content.
- Only non-exclusive images addressed to newspaper use and, in general, copyright-free are accepted.
- Live photos are published when licensed by photographers whose copyright is quoted.
- Rockol is available to pay the right holder a fair fee should a published image’s author be unknown at the time of publishing.
Feedback
Please immediately report the presence of images possibly not compliant with the above cases so as to quickly verify an improper use: where confirmed, we would immediately proceed to their removal.